Archive - 2018

ኣፍዓበት – ኮማዊ ተሳትፎ ኣብ መደባት ልምዓት ተመጒሱ

ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ኣፍዓበት፡ ንኮማዊ ተሳትፎ ኣብ ምዕዋት መደባት ልምዓትን ምምላእ ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ሞጒሱ። ኣቶ ኣሕመድ መሓመድኖር ረጀብ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ጸገም ዝስተ ማይ ንምቅላል ብዝተወስደ ተበግሶ፡ ተባላሽዩ ዝነበረ መሳርሒታት ከምእተጸገነ፡...

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ዝቐረበሉ ሲምፖዝዩም ወዲቡ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ትማሊ 16 ጥሪ፡ ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጥዕና ዘተኰረ መጽናዕታዊ ጽሑፋት ዝቐረበሉ ሲምፖዝዩም – ኣብ ኣዳራሽ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል ኦሮታ ወዲቡ። እቲ ምስ ዩኒቨርሲቲ ዱንዲ ናይ ዓባይ- ብሪጣንያ ብምትሕብባር፡ ብደረጃ ማስተርስ ናይ...

ሓልሓለ – ካብ ባልዓት ናጻ ዝኾነ ዘርኢ ድንሽ ይምዕብል

ሃገራዊ ማእከል ምርምር ሕርሻ ሓልሓለ፡ ካብ ባልዓትን ሕማማትን ናጻ ዝኾነ ሰለስተ ዓሌት ዘርኢ ድንሽ ንምምዕባልን ንምዝርጋሕን ዝጀመሮ ዕማም – ጽቡቕ ውጽኢት ይረኽበሉ ከምዘሎ፡ ክኢላታት ናይ’ቲ ማእከል ሓቢሮም። ሓላፊ ክፍሊ ባዮ-ተክኖሎጂ መንእሰይ ሙሴ...

ኣፍዓበት – ኣብ ዕድላት ትምህርቲ ዘተኰረ ሰሚናራት ተዋሂቡ

ኣብ ከተማ ኣፍዓበት፡ ንተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃታት፡ ኣብ ዕድላት ትምህርትን ስነ-ምግባርን ዘተኰረ ሰሚናራት ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ኣስታት 2,700 ተመሃሮ ዝተሳተፍዎ – ኣብ ሓሙሽተ ኣብያተ-ትምህርቲ ዝተኻየደ ሰሚናራት፡ ሓላፊ ኣብያተ-ትምህርቲ ንኡስ...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ፡ ኣብ ኣገደስቲ ምዕባለታት መብርሂ ሂቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018፡ ኣብ ኣገደስቲ ዞባዊ ምዕባለታት – ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ቃለ- መሕትት ኣካዪዱ። ብቕድሚ ትማሊ 14 ጥሪ ብድምጺ ሓፋሽ ኤርትራን ኣገልግሎት ቴለቪዥን ኤርትራን ብቐጥታ ኣብ ዝተፈነወ ቃለ...

Login

Categories