ERi-TV Arabic News from Eritrea for January 24, 2018
Archive - 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV: Interview with Tiffany Haddish Eritrean-American Hollywood Actress & Stand-up Comedian
ERi-TV: Interview with Tiffany Haddish Eritrean-American Hollywood Actress & Stand-up Comedian.
ERi-TV መደብ መን ይኸእሎ: Berbere Spice – How It’s Made
ERi-TV መደብ ዘዋሪት ካሜራ: Pyramid in Hazhaz
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Music: Artist Ibrahim Goret (Wedi Goret)
ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ ጋላ- ነፍሒ ኣብ ዝርከባ ዓድታት እምበይቶን ዓዶምዘማትን፡ ብ13ን 15ን ጥሪ መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። ኣብ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ሓላፊ ጨንፈር መሬት ኣቶ መንግስ ሃብተጽዮን፡ ብመሰረት’ቲ ኣብ 2014 ብሚኒስትሪ መሬት ማይን...
ላዕለዎት ክኢላታት ሕርሻ፡ ኣብ ምክልኻልን ምቊጽጻርን ባልዓትን ሕማማትን ብምትኳር፡ ምህርቲ ሓረስቶት ንምብርካት ብዝሓየለ ክሰርሑ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣዘኻኺሩ። ብ16 ጥሪ ኣብ ሓልሓለ ኣብ ዝተኻየደ ዓመታዊ ገምጋም ስራሕ ‘ሃገራዊ ትካል ምርምር ሕርሻ...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡስ ዞባ ሰልዓ፡ ዕድመኦም ንትምህርቲ ዝኣኸለ ህጻናት ኣብ መኣዲ ንምስታፎም ዝዓለመ፡ ኣመሓደርቲ ከባቢ፡ ዓበይቲ ዓዲ፡ ሓለፍቲ ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲን ኣካላት ምምሕዳርን ዝተሳተፍዎ ዋዕላ፡ ብ16 ጥሪ ኣብ ርከብ ዋዕላ ተኻዪዱ።...