ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ብ6 ለካቲት ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ንጥፈታት 2017 ብምግምጋም – ኣብ መደባት 2018ን ትግባረኡን ዘትዩ። ኣብቲ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ወለንታዊ መርመራ ናይ ዝገብሩ ዜጋታት ቊጽሪ ብ42 ሚእታዊት...
Archive - 2018
ጽምብል ዝኽሪ መበል 28 ዓመት ስርሒት ፈንቅል፡ “ፈንቅል፡ ብስራት ሓርነት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ትማሊ 9 ለካቲት ኣብ ሰዓታት ቅድሚ-ቐትሪ፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣቶ ኣልኣሚን መሓመድ- ስዒድ ብወግዒ ከፊትዎ። ናይ ትማሊ መደብ፡ ቅድድም ብሽክለታ፡ ውድድር ምሕንባስ፡...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for February 10, 2018
ERI-TV Documentary: Fenkil (ፈንቅል): Harbinger of Total Liberation – Part I.
ERi-TV Documentary (English): Eritrea At A Glance – Wedding Traditions.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ሓላፊ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ንኡስ ዞባ ዓዲ-ተከሌዛን፡ ገዲም ተጋዳላይ ተስፋይ ግርማይ በየነ፡ ብዝሓደሮ ሕማም፡ ትማሊ 8 ለካቲት ኣብ መበል 61 ዕድሚኡ ተሰዊኡ። ኣብ ወርሒ ለካቲት 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተሰለፈ ስዉእ ተጋዳላይ ተስፋይ...
ኣብ ከተማ ከረን ዝተሃንጸ ማዕከን ጸዓት ጋዝ፡ ኣብ ቀረብ ጋዝን መስርሕ ምዕዳሉን ከጋጥም ንዝጸንሐ ጸገማት ከምዝፈትሐ ነበርቲ ገሊጾም። ዓታሩ ጋዝ ናብ ኣስመራ ተላኢኹ ተመሊኡ ክሳብ ዝመጽእ፡ ናይ ሰሙናት ግዜ ይወስድ ምንባሩ – ኣብ’ዚ ግዜ እዚ ግን፡ ሳላ’ቲ...
ኣብ ሓውሲ ከተማ ማይ-ድማ – ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ከም ኣካል ናይ’ቲ ጽሬት ከባቢ ብምርግጋጽ ጥዕና ዜጋታት ንምውሓስ ዝሰላሰል ዘሎ ንጥፈታት፡ ብኣስታት 2 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሰርሐ ህዝባዊ መሕጸቢ ሰብነትን ዓይኒ-ምድሪን ዘጠቓለለ ህንጻ ተመሪቑ። እቲ 20...
ቀዳማይ ስሩዕ ኣኼባ ኣምባሳደራት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፡ ብ1 ለካቲት ኣብ ከተማ ፕሪቶርያ – ሪፓብሊክ ደቡብ ኣፍሪቃ ተቓኒዑ። ዕላማ’ቲ ኣኼባ፡ እዋናዊ ኩነታት ኣህጉር ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ንዞባና ድማ ብፍላይ ዝምልከት ሓበሬታን ሓሳባትን ንምልውዋጥ፡ ከምኡ’ውን...