Archive - 2018

ጋሽ-ባርካ – መደብ ምጥፋእ መሃይምነት ተገምጊሙ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ትምህርቲ ዞባ ጋሽ-ባርካ ዝወደቦ፡ ካብ 2007 ንደሓር ንዝሰላሰል ዘሎ መደብ ምጥፋእ  መሃይምነት ዝግምግም ዓውደ-ዘተ፡ ብ12 ለካቲት ኣብ ከተማ ባረንቱ ተኻዪዱ። ቀንዲ ኣትኲሮ ናይ’ቲ ዓውደ-ዘተ፡ ብዝተፈላለየ ማሕበራውን ቊጠባውን ጸገማት ኣብ ግቡእ...

ኣብ ውጽኢት መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ ዝተመያየጠ ዓውደ-ዘተ ተኣንጊዱ

ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ምርምርን፡ ብ’ማዕከን መጽናዕቲ ኤርትራ’ ተመዊሎም ኣብ ዝተዳለው 13 መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ፡ ብ16 ለካቲት – ኣብ ኣዳራሽ ሃኮሰኤ ዓውደ-ዘተ ኣካዪዱ። ፈጻሚ ዳይረክተር ሃገራዊ ኢንስቲትዩት ላዕለዎት ትካላት...

Login

Categories