Archive - 2018

ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ተኽለ (ወዲ ባሻይ) ተሰዊኡ

ኣብ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ሓላፊ ጨንፈር ምዘናን ሃገራዊ መርመራን ገዲም ተጋዳላይ መስፍን ተኽለ (ወዲ ባሻይ)፡ ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ መበል 66 ዓመት ዕድመኡ ብ16 ለካቲት ተሰዊኡ። ኣብ መፋርቕ 1975 ናብ መሳርዕ ህዝባዊ ሓይልታት ሓርነት ኤርትራ ዝተጸንበረ ገዲም...

ጋዜጣዊ መግለጺ: ‘ኢንድያን ኦሸን ኒውስሌተር’ ዘጋውሖ፡ ካልእ ናይ ሓሶት ወረ 

ኢንድያን ኦሸን ኒውስሌተር’ ዝተባህለ ጋዜጣ ኣብ ናይ 16 ለካቲት 2018 ቊጽሪ 1468 ሕታሙ፡ “ናይ ዶብ ጉዳይ ንምፍታሕ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዘተ ይካየድ ኣሎ” ክብል ዝተፈብረኸ ናይ ሓሶት ወረ ኣጋዊሑ ኣሎ። እቲ ጋዜጣ ወሲኹ፡ “ወግዓዊ ርክባት ኣብ...

Login

Categories