ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዞባ ደቡብ፡ ንተመሃሮ ተሓጋገዝቲ ነርስ መንደፈራ፡ ኣብ ስነ-ልቦናን ማሕበራዊ ንቕሓትን ዘተኰረ ኣስተምህሮ ወዲቡ። ሓላፊት ሃማደኤ ዞባ ደቡብ ወይዘሮ ኣበራሽ ህብታይ፡ እወታውን ኣሉታውን ጽልዋ መዘና፡ ኣካላውን ስነ-ኣእምሮኣውን...
Archive - 2018
ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ውድብ ትምህርቲ፡ ስነ-ፍልጠትን ባህልን ሕቡራት ሃገራት – ዩኔስኮን ተወዲቡ፡ ኣብ ኣስመራ ክወሃብ ዝቐነየ፡ ኣብ ዕቃበ ረቂቕ ባህላዊ ውርሻታት ዘተኰረ ስልጠና፡ ትማሊ 28 ለካቲት ተዛዚሙ። እዚ ብግብራዊ ኣብነታት...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for March 1, 2018.
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for March 1, 2018.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV መደብ ጉዳይ ኣብ ዘተ: The Economic Impact of Savings – ምውህላልን ምቑጣብን ኣብ ቑጠባዊ ዕብየት ሃገር ዝህልዎ ተራ
ERi-TV መደብ ጉዳይ ኣብ ዘተ: The Economic Impact of Savings – Interview With Professor Abraham Kidane & Dr. Melake Tewelde ምውህላልን ምቑጣብን ኣብ ቑጠባዊ…
ERi-TV Tigre News from Eritrea for February 28, 2018.
ERi-TV መደብ ማእገር: Seniors Teach Freshmen – Adi Keyih/ዓዲ ቐይሕ college.
ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ዓደርዓዳ – ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ፡ 138 ደቂ-ኣንስትዮ ንዝርከባኦም 440 ዜጋታት መሬት ጤሳ ተዓዲሉ። ብ24 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ መስርሕ ምዕዳል፡ ሓላፊ ጨንፈር ሚኒስትሪ መሬት፡ ማይን ኣከባብን ዞባ ማእከል፡ ኣቶ መኮነን ማኢል፡...