Archive - 2018

ደቡብ – ጐዳእቲ ልምድታት ንምግታእ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ልዕሊ ህጻናትን ደቂ-ኣንስትዮን ጥዕናውን ስነ-ኣእምሮኣውን ሃስያ ዘስዕቡ ጐዳእቲ ልምድታት ንምግታእ ብዛዕባ ዘኽእሉ መደባት ዝዝቲ ኣኼባ፡ ብ2 መጋቢት ኣብ ከተማ መንደፈራ ተኻዪዱ። እቲ ኣኼባ፡ ምኽንሻብ ጓል-ኣንስተይቲን መርዓ ትሕቲ-ዕድመን...

ሕርሻ – ብዛዕባ ‘ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ’ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ብዛዕባ’ቲ ኣብ 20 ሃገራት ኣፍሪቃ እንተላይ ኣብ ጐረባብትና ተላቢዑ ዘሎ ‘ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ’፡ ኣፍልጦ ሰብ-ሞያ ሕርሻ ንምብራኽ፡ ብ1 መጋቢት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ብክፍሊ ሕርሻን መሬትን ዞባ ማእከል ዝተወደበ ኣስተምህሮ፡ ክራማት ቅድሚ...

Login

Categories