Archive - 2018

ንጥፈታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ውጽኢት ሂቡ

ኣብ ዞባ ደቡብ – ንኡስ ዞባ ዓዲ- ቐይሕን ኣብ ዞባ ማእከል – ምምሕዳር ከባቢ እምባደርሆን፡ ዝሓለፈ ዓመታት ዝተኻየደ ወፈራታት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ከምኡ’ውን ምግራብ፡ ዝምስገን ውጽኢት ተረኺብዎ። በቲ ውጽኢት ዝተተባብዑ ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ...

ኣልማዕቲ ሩባ ሕዳይ “ዘተባብዕ ምህርቲ ረኺብና” ይብሉ

ኣብ ገማግም ሩባ ሕዳይ – ንኡስ ዞባ ናቕፋ ጀራዲን ዘልምዑ ዘለዉ 45 ሓረስቶት ምምሕዳር ከባቢ በያን፡ ጸጋታት ናይቲ ሩባ ብግቡእ ስለዝተጠቕምሉ፡ ዘተባብዕ ምህርቲ ይረኽቡ ከምዘለዉ ገሊጾም። እቶም ሓረስቶት ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ሓበሬታ፡ ብዝረኽብዎ ሞያዊ...

Login

Categories