ERi-TV ልዝብ መንእሰያት: ንዘይተወጠነ ጥንሲ ዝምልከት / Discussing Unplanned Pregnancy.
Archive - 2018
ሓረስቶት ሽዕብ፡ ዝተሰብረ ዓግማትን ጀሪፋትን ብምጽጋን ካብ ከበሳታት ዝወርድ ወሓይዝ ኣብ ናይ ሕርሻ መሬት ከምዝኣቱ ንምግባር ዘካየድዎ ወፈራታት፡ ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝረኸብሉ፡ ኣብ ዘካየድዎ ገምጋም ተገሊጹ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ሓረስቶት ሽዕብ ኣቶ መሓመድ-ኑር ሙሳ...
ዓለማዊ መዓልቲ ምክልኻል ሕማም ዓሶ፡ “ዓሶ ንምቊጽጻር፡ ሕጂ’ውን ዓጸፋ ንስራሕ” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ዞባታት ማእከልን ዓንሰባን ተዘኪራ። ብደረጃ ዞባ ማእከል ብ28 ሚያዝያ ኣብ ጻዕዳ-ክርስትያን ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ሕማም ዓሶ ንምውጋድ ብዝሰላሰል ዘሎ...
ባሕቲ ግንቦት – ኣህጉራዊ መዓልቲ ሰራሕተኛታት፡ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ቀጽሪ ፋብሪካ ኮካ-ኮላ፡ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን፡ ከምኡ’ውን ኣብ ኤርትራ ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታትን ወከልቲ ሰራሕተኛታትን ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ- ስርዓት፡...
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ዜና – 2 ግንቦት 2018
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ERi-TV Arabic News From Eritrea for May 2, 2018.
ERi-TV Tigrinya News from Eritrea for May 2, 2018.
DimTsi Hafash/ድምጺ ሓፋሽ: ሓጻር ልብወለድ ዛንታ – ክሲ
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
May 2, 2018 – Morning Tigrinya Broadcast of Dimtsi Hafash Eritrea
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.