Archive - 2018

ን/ዞ/ማይ-ዓይኒ – ህዝቢ ኣብ ጽገና ጽርግያ ይነጥፍ ኣሎ

ህዝቢ ንኡስ ዞባ ማይ-ዓይኒ፡ መሰረታዊ ጽገና ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ ናይ ሓመድ ጽርግያ ደቀምሓረ – ጸሮና፡ ወፈራ ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ዝሰላሰል ዘሎ ስራሕ፡ ኣስታት 600 ነበርቲ ምምሕዳራት ከባቢ ሓድሽ-ዓዲ፡ ማይ-ዓይኒን ገነሰባን፡ ኣብ ምስራሕ መእለዪ ወሕጅ፡...

ኮማዊ ኮለጅ ትምህርቲ ኣስመራ 365 መማህራን ኣመሪቑ

ኮማዊ ኮሌጅ ትምህርቲ ኣስመራ – 93 ብዲፕሎማ፡ 272 ብሰርቲፊኬት፡ ብድምር 365 ሕጹያትን ደረጃኦም ዘመሓየሹ ነባራትን መማህራን፡ ብ30 ሰነ ኣመሪቑ። ኣመሓዳሪ’ቲ ኮለጅ ኣቶ በረኸት ዕቝባረቢ፡ ንተራ ትምህርትን ስልጠናን ኣብ ምምዕባል ሕብረተሰብ ብምጥቃስ፡...

Login

Categories