Archive - 2018

መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ብልዑል መዓርግ ተኻዪዱ

መመረቕታ መበል 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎትን፡ መኽፈቲ ሻሙናይ ሃገራዊ ፈስቲቫል መንእሰያትን፡ “መንእሰይ ጸዓት ዘላቒ ዕብየት” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ትማሊ 13 ሓምለ ኣብ ሃገራዊ ማእከል ትምህርትን ስልጠናን ሳዋ ብልዑል መዓርግ ተኻዪዱ። ኣብቲ ሚኒስተራት፡ ኣዝዝቲ...

“ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝተኸስረ ዕድላት ንምምላስ ብዝሓየለ ክሰርሑ ዘኽእሎም ባይታ ንምስፋሕ – ክዕየየሉ እዩ” ፕረዚደንት ኢሳይያስ

ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ዝተኸስረ ዕድላት ንምምላስ ብዝሓየለ ክሰርሑ ዘኽእሎም ባይታ ንምስፋሕ – ብዝለዓለ ክዕየየሉ ምዃኑ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ገሊጹ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ነዚ ዝገለጸ፡ ካብ ውሽጥን ወጻእን ንዝመጽኡ ተሳተፍቲ 8ይ ሃገራዊ...

Login

Categories