Archive - 2018

ኣብ ገጠራት ዞባ ማእከል ሸፈነ ክታበት ክብ ኢሉ

ኣብ ዝሓለፈ ሽድሽተ ኣዋርሕ፡ ኣብ ገጠራት ዞባ ማእከል፡ ሸፈነ ክታበት ናብ 87 ሚእታዊት ክብ ከምዝበለ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ብ26ን 27ን ሓምለ ኣብ ዓዲ-ጓዕዳድ ኣብ ዝገበሮ ገምጋም ስራሕ ተሓቢሩ። ኣብ ቀዳማይ መንፈቕ – ሓድሽ መልከፍቲ ሕማም ዓሶ...

ተሳተፍቲ መበል 32 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት – ሳዋ ወሪዶም

ሃገራዊ ግቡኦም ንምፍጻምን ናይ 12 ክፍሊ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ንምዝዛምን፡ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዞባ ማእከል – ኣብ መበል 32 ዙርያ ንምስታፍ ናብ ሳዋ ወሪዶም። እቶም ኣብ ክልተ እብረ – ማለት ብ24 ሓምለን 1 ነሓሰን ንሳዋ ዝወረዱ ተመሃሮ፡...

ቃል ክቡር ፕረዚደንት ፊደራላዊት ደሞክራሲያዊት ሪፑብሊክ ሶማል

ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ክቡራት ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስቲ ክቡራት ዕዱማት ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን – ነዚ ፍሉይ ኣጋጣሚ ንምድማቕ ኣብዚ ዝተረኸብኩም ኩሉኹም! ብዕድመ ክቡር ፕርዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ኣነን ብጾተይን ኣብዛ ፍትውቲ ርእሰ...

ቃል ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ክቡር መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ፕረዚደንት ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፑብሊክ ሶማል ክቡራት ኣባላት ልኡኽ ብስም ህዝቢን መንግስቲን ኤርትራ፤ ኣብ ገዛኹም ኣርሕቡ ክብል ዝስምዓኒ ባህታ ዓቢ እዩ። ናይ ህዝቢታት ኤርትራን ሶማልን ዝምድና፣ ቅድሚ ምቕልቃል መግዛእቲ...

Login

Categories