ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብፕረዚደንት ክልል ኦሮምያ ኣቶ ለማ መገርሳን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁን ንዝቘመ ላዕለዋይ ልኡኽ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። እቲ ብ6 ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ርክብ፡ ኣብ...
Archive - 2018
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for August 8, 2018
ERi-TV, Eritrea – Arabic News for August 8, 2018
ሓምድ እድሪስ ዓዋተ – ሓዳሽ መጽሓፍ ናብ መሸጣ ውዒላ -ኦርደር ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To...
DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ዜና – 08 ነሓሰ 2018 – News
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ሓምድ እድሪስ ዓዋተ – ሓዳሽ መጽሓፍ ናብ መሸጣ ውዒላ -ኦርደር ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To...
ሓምድ እድሪስ ዓዋተ – ሓዳሽ መጽሓፍ ናብ መሸጣ ውዒላ -ኦርደር ንምግባር ኣብዚ ጠውቑ Please avoid sources illegally streaming/posting ERi-TV content on Facebook, Youtube, and websites. To...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ሳጋሚ ባርኖስ ቀውዒ ንምቊጽጻር ዝተሰላሰለ ዕማምን ዝተወስደ ስጒምቲን ጽቡቕ ውጽኢት ከምዝተረኽቦ፡ ንጥፈታት ሕርሻ ንምግምጋም ብ31 ሓምለ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ተሓቢሩ። ኣብ’ቲ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ፡ ኣመሓዳሪ ዞባ...
ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ብዝተኻየደ ጐስጓሳትን ዝተሰላሰለ መደባት ክታበትን፡ ብጉድለት ክታበት ዝስዕቡ ሕማማት ምሉእ ብምሉእ ከምዝተወገዱ ተሓቢሩ። ኣብ ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ሓላፊ ኣሃዱ ስድራ-ቤትን ኮምን ኣቶ ዘድንግል ጎርጐርዮስ፡ ትሕቲ 5 ዓመት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ሞልቊ፡ ጽቡቕ ዓቐንን ዝርጋሐን ዘለዎ ዝናብ ይወቅዕ ብምህላዉ፡ ምስ’ቲ ሓረስቶት ኣቐዲሞም ዝገበርዎ ምድላዋት፡ ዘራእቲ ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዝበጽሐ ተሓቢሩ። ሓረስቶት ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፡ ኣብ ከባቢኦም ዝናብ ካብ ወርሒ ግንቦት ስለዝጀመረ፡ ትራክተራት...