Archive - 2018

ኣብ ዞ/ማእከል፡ መደባት ምግራብ ብዕቱብ ይካየድ ኣሎ

ምምሕዳር ዞባ ማእከል ብዝሓንጸጾ መደብ መሰረት፡ ንጥፈታት ምግራብ ብዕዙዝ ተሳታፍነት ህዝቢ ኣብ ኩለን ንኡሳን ዞባታት ብኣድማዕነት ይሰላሰል ከምዘሎ፡ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ሕርሻን መሬትን ኣቶ ሃይለሚካኤል እዮብ ገሊጹ። ኣቶ ሃይለሚካኤል፡ በዚ ኣብ መወዳእታ 2017...

ሓረስቶት ዙላን ኣፍታን ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ ይጽግኑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ – ሓረስቶት ምምሕዳራት ከባቢ ዙላን ኣፍታን፡ ካብ ከበሳ ዝወርድ ውሕጅ ኣብ ሕርሻዊ ጥቕሚ ንምውዓል፡ ዝተሃስየ ትሕተ-ቅርጺ ሕርሻ ኣብ ምፍዋስ ይነጥፉ ኣለዉ። እቲ ዓቕሚታቶም ኣወሃሂዶም ካብ ወርሒ ግንቦት ዝጀመርዎ ስራሕ፡ ብቐንዱ ኣብ...

ሰንዓፈ – ገስጋስ ትምህርቲ ዝግምግም ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ

ኣብ ንኡስ ዞባ ሰንዓፈ፡ ገስጋስ ትምህርቲ ብሓፈሻ፡ ብቕዓትን ተሳታፍነትን ትምህርቲ ቋንቋ ኣደ ንምሕያል ክካየድ ዝጸንሐ ጻዕሪ ድማ ብፍላይ – ዝግምግም ዓውደ-ዘተ፡ ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ተኻዪዱ። ሓላፊ ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር በየነ ተስፋይ፡...

ላዕለዋይ ሓባራዊ ኮሚተ ኤርትራን ሶማልያን ቀዳማይ ርክቡ ኣካዪዱ

ላዕለዋይ ሓባራዊ ኮሚተ ኤርትራን ሶማልያን፡ ቀዳማይ ርክቡ ትማሊ 14 ነሓሰ ኣብ ከተማ ሞቓዲሾ ኣካዪዱ። እዚ ድሕሪ ምብጻሕ ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ሶማልያ ኣብ ኤርትራ ዝቘመ ላዕለዋይ ሓባራዊ ኮሚተ፡ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሃገረ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ሚኒስተር...

Login

Categories