Archive - January 2018

ገልዓሎ – ደቂ-ኣንስትዮ ብኣሰራርሓ መግፈፊ ዓሳ ሰልጢነን

ሃማመተኤ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ምስ ሚኒስትሪ ሃብቲ ባሕሪ ብምትሕብባር፡ ኣብ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ብስርሓት መግፈፊ ዓሳ ሰኪዐት ዘሰልጠነን 25 መንእሰያት ደቂ-ኣንስትዮ ተመሪቐን። እቲ ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ ስልጠና፡ ንኣሰራርሓን ኣጸጋግናን ሰኪዐት ዝምልከት...

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ዘቤታዊ ጉዳያት መብርሂ ሂቡ

ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከም መቐጸልታ ናይ’ቲ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018 ብ14 ጥሪ ምስ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ዘካየዶ ቃለ-መሕትት ኣብ እዋናውያን ዞባዊ ጉዳያት፡ ትማሊ 20 ጥሪ ኣብ ኣገደስቲ ዘቤታዊ ጉዳያት ዘተኰረ ቃለ-መሕትት ኣካዪዱ። ፕረዚደንት...

Login

Categories