Archive - January 3, 2018

ሚኒስተር ሕርሻ፡ ስራሓት ምዕቃብ ማይን ሓመድን ክሕይል የዘኻኽር

እቶት ሕርሻ ንምኽዕባት – መሰረታዊ ነገር ምዕቃብ ማይን ሓመድን ስለዝኾነ፡ ምምሕዳራት ንነበርተን ብግቡእ ወዲበን ዝለዓለ ኣተኲሮ ክህባኦ ከምዝግባእ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ ኣገንዚቡ። ብ29 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ባረንቱ ኣብ ዝተገብረ ገምጋም...

ከረን – ንቕሓት ኣብ ልግሲ ደም ንምዕባይ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ከተማ ከረን፡ ኣብ ልግሲ ደም ብሓፈሻ ኣብ ወለንታዊ ልግሲ ድማ ብፍላይ ንዘሎ መረዳእታ ንምዕባይ ዝሕግዝ ኣተምህሮ ተዋሂቡ። ኣቦ-መንበር ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ጨንፈር ዞባ ዓንሰባ፡ መምህር መብራህቱ ጥዑማይ፡ እቲ ማሕበር ዝያዳ ኣብ ተመሃሮ ኣተኲሩ...

ኣስመራ – ኮማዊ መዘናግዒ ማእከል ‘ኬርታ’ ተመሪቑ

ኣብ ከተማ ኣስመራ – ከባቢ ዕዳጋ ሓሙስ ብኣስታት 9.5 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ ኮማዊ መዘናግዒ ማእከል – ‘ኬርታ’፡ ብ30 ታሕሳስ ተመሪቑ። እቲ ብኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ ዝተመረቐ ማእከል፡ መሰረታዊ...

Login

Categories