Archive - December 14, 2017

ባጽዕ – ብመስኖ ዝለምዕ መሬት ተጸኒዑ

ኣብ ንኡስ ዞባ ባጽዕ፡ ሕርሻዊ እቶት ንምዕባይ ሰፊሕ መሬት ብመስኖ ክለምዕ ተጸኒዑ ምህላዉ፡ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ብ9 ታሕሳስ ምስ ነበርቲ ኣብ ዘካየዶ ርክብ ሓቢሩ። ኣብ መዳያት ማሕበራዊ ኣገልግሎት፡ ሕርሻዊ ልምዓት፡ ህዝባዊ ወፈራታትን ካልእን ብዛዕባ ዝተሰላሰለ...

ዝተፈላለየ ስራሓት ካይላን ስልማትን ንምርኢት ቀሪቡ

ብስነ-ጥበባዊት ንግስቲ ገብረመስቀል ዝተዳለወ፡ ባህላውን ዘበናውን ስርሓት ካይላን ስልማትን ዘጠቓለለ ትሕዝቶ፡ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ቀጽሪ ሆቴል እምባሶይራ ንምርኢት ተኸፊቱ። ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኣብ ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን...

መንደፈራ – ናብ ድሕነት ትራፊክ ዝቐንዐ ጐስጓሳት ተኻዪዱ

ፖሊስ ትራፊክ ዞባ ደቡብን መደበር ፖሊስ ንኡስ ዞባ መንደፈራን፡ ንህዝብን ተመሃሮን ኣብ ድሕነት ትራፊክን ምክልኻል ገበናትን ዘተኰረ ጐስጓሳት ኣካዪዶም። እቲ ንኣስታት ክልተ ሰሙን ዝቐጸለ ኣብ ከተማ መንደፈራን ከባቢኣን፡ ንተመሃሮ መባእታ፡ ማእከላይን ካልኣይን...

ማእከል – ኣብ ጥዕና ተመሃሮ ዘተኰረ ስልጠና ተዋሂቡ

ብምውህሃድ ጨናፍር ሚኒስትሪታት ትምህርቲን ጥዕናን ዞባ ማእከል፡ ኣብ ኣብያተ-ትምህርቲ ንተመሃሮ ቅልጡፍ ሕክምናዊ ረድኤት ንምሃብ ዘኽእል መደባት ንምዕዋት ዝሕግዝ – ንመማህራን ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ስልጠና ተዋሂቡ። እቲ መደብ፡ ቤት-ትምህርቲ ዝሰረቱ...

Login

Categories