Layout A (with pagination)

ኣብ ኣፋምቦን ዓዲ-ዃላን ንድንፋዐ ትምህርቲ ተዘትዩ

ኣብ ኣፋምቦን ዓዲ-ዃላን ንድንፋዐ ትምህርቲ ተዘትዩ

ኣብ ማእከላይን 2ይን ደረጃ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ኣፋምቦን ሓሙሽተ ምምሕዳራት ከባቢ ንኡስ ዞባ ዓዲ-ዃላን፡ ውጽኢት ትምህርቲ ክብ ንምባል ዝሕግዝ ርክባት ተኻዪዱ። ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ሓላፊ ኣሃዱ መሰረታዊ ትምህርቲ መምህር ኸሊል ዑስማን ንተመሃሮ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ኣብ ኣሕዳሪት ቤት-ትምህርቲ ኣፋምቦ ኣብ ውጽኢት ሃገራዊ መርመራ 8ይ ክፍሊ በብዓመቱ ዝምዝገብ ዘሎ ዕብየት ዘተባብዕ ምዃኑ ጠቒሱ፡ ሎሚ ዓመት ዝበለጸ ውጽኢት ንምምዝጋብ፡ ተመሃሮ...

Read More
“ጸጋታት ብግቡእ ምውዳብ መሰረት ዓወት’ዩ” ጸሓፊ ህግደፍ ዞ/ሰ/ቀ ባሕሪ

“ጸጋታት ብግቡእ ምውዳብ መሰረት ዓወት’ዩ” ጸሓፊ ህግደፍ ዞ/ሰ/ቀ ባሕሪ

ኣብ ትግባረ መደባት ልምዓት፡ ውህደት ዓቕሚታትን ጸጋታትን ልዑል ኣድህቦ ክወሃቦ፡ ጸሓፊ ህግደፍ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ – ኣቶ ሃይለ ተወልደብርሃን፡ ኣብ ኣፍዓበት ኣብ ዝተኻየደ ገምጋም ስራሕ ኣገንዚቡ። “ጸጋታትካ ብግቡእ ምፍላጥ፡ ምውዳብን ብውሕልነት ምጥቃምን፡ መሰረት ዓወት’ዩ” ዝበለ ኣቶ ሃይለ፡ ነዚ ንምርግጋጽ ኮሚተ ልምዓት ዞባ፡ ኣብ ኩሉ ኩርናዓት እናተንቀሳቐሰት – ኣበይ እንታይ ኣሎ፡ እንታይከ የድሊ ብምጽናዕ፡ ንዝምልከቶም ኣካላት...

Read More

ሓመልማሎ – ዝተፈላለዩ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም

ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀን ሚኒስተር መሬት፡ ማይን ኣከባብን ኣቶ ተስፋይ ገብረስላሰን፡ ኣብ ዝተፈላለያ ከባቢታት ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ንዝተዋደዱ ልምዓታዊ ፕሮጀክትታት መሪቖም። እቲ ብ15 ሕዳር ዝተመረቐ ፕሮጀክትታት፡ ዲጋ ባሸሪ፡ ብጸሓያዊ ጸዓት ዝሰርሕ ስርዓተ-ቀረብ ማይ ድገ-ምራድ፡ ከምኡ’ውን ዲጋ ሙሻን መባእታ ቤት-ትምህርቲ ኣጀርበብን የጠቓልል። ኣብ’ቲ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ሓመልማሎ ኣቶ ያቆብ እድሪስ፡ ንኣገዳስነት ናይ’ቲ...

Read More
መደበር ጥዕና ‘ኣዩመን’ ብተገልገልቲ ትምጐስ

መደበር ጥዕና ‘ኣዩመን’ ብተገልገልቲ ትምጐስ

ኣብ ንኡስ ዞባ ኣራዕታ – ምምሕዳራት ከባቢ ኣዩመን፡ ፈረርን ዓሳጋላን፡ ተጠቃምነት ኣብ ትካላት ጥዕና ዘተባብዕ ዕብየት ከም ዘመዝገበ፡ ሓላፊ መደበር ጥዕና ኣዩመን ተሓጋጋዚ ነርስ ኣንሰራ መሓመድ ሓቢሩ። ተሓጋጋዚ ነርስ ኣንሰራ፡ እቲ ዝህብዎ ኣገልግሎት ኣብታ መደበር ጥራይ ዝተደረተ ከምዘይኮነ ብምሕባር፡ እናተንቀሳቐሱ ዘካይድዎ ጐስጓሳት ኣብ ዓወት ናይ’ቲ ዘካይድዎ ንጥፈታት ዓቢ ኣስተዋጽኦ ይገብር ከምዘሎ ገሊጹ። ኣዴታት፡ ኣገዳስነት ምክትታል ቅድሚን...

Read More

Login

Categories