ኣብ ምምሕዳር ከባቢ ምሕላብ – ንኡስ ዞባ ገለብ፡ ፋሕ ኢለን ዝነበራ ዓድታት ድሕሪ ምጥርናፈን፡ መሰረታዊ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ተማሊኡለን። ኣመሓዳሪ’ቲ ምምሕዳር ከባቢ ኣቶ ሓምድ ኣስፈዳይ፡ ዓድታት ገርበት፡ ኖረት፡ ኮረራን ባብሓሪሽን ኣብ ምሕላብ ብምጥርናፈን፡ 5 ነቝጣታት መዐደሊ ማይ፡ ካብ መዋእል ህጻናት ክሳብ ማእከላይ ደረጃ ዝተዘርግሓ ኣብያተ- ትምህርቲ፡ ከምኡ’ውን መደበር ጥዕና ተዋዲዱለን ርጉእ ህይወት ይመርሓ ከምዘለዋ ሓቢሩ።...
Layout A (with pagination)
ሃገራዊ ኮንፈደሬሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ)፡ ሞያዊ ዓቕሚ ሰራሕተኛታት ንምዕባይ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዝሃነጾ ማእከል ሞያዊ ስልጠና ሰራሕተኛታት፡ ብ20 ሕዳር ብወግዒ ስራሑ ጀሚሩ። ዋና ጸሓፊ ሃኮሰኤ ኣቶ ተኸስተ ባይረ፡ ሞያዊ ስልጠና ንዘላቒን ዘተኣማምንን ምዕባለ ደራኺ ብምዃኑ፡ ኣብ ኩሉ ጽላታት ብዕቱብ ይስራሓሉ ምህላዉ፡ ውጽኢቱ ድማ ኣብ ሞያዊ ዓቕሚ ዜጋታትና ይርአ ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ ስልጠና ሰራሕተኛታት – ሓደ ካብ’ቶም ንርሑቕ...
ERi-TV Tigre news from Eritrea for November 23, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Arabic News from Eritrea for November 23, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ብዝምልከት ብ15 ሕዳር ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ዝምልከቶም ሰብ-መዚ ሚኒስተሪ ፋይናንስ፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምስሳን ጥሪትን ሕርሻዊ ልምዓትን ዝነጥፉ ሓረስቶት ኣብ ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ኣብ ምእካብ ግብሪ ዝነጥፋ ሽማግለታት ብህዝቢ ክምረጻ ምዃነን ተሓቢሩ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣቶ...