ሓድሽ መምርሒ ክራይ ኣባይቲ፡ ኣብ ዞባ ማእከል ካብ 15 ሕዳር ተግባራዊ ኮይኑ ምህላዉ – ኣብ ምምሕዳር ዞባ ዋና ዳይረክተር ምምሕዳርን ፋይናንስን ኣቶ ብርሃነ ነጋሽ ሓቢሩ። ዕላማ ናይ’ዚ መምርሒ፡ ብቐንዱ ነቲ ብዘይ ሞራላውን ሕጋውን ኣገባብ እናነሃረ ክመጽእ ዝጸንሐን ኣብ መነባብሮ ዝበዝሕ ክፋል ሕብረተ- ሰብና ጸቕጢ ዝፈጥር ዘሎን መጠን ክራይ ንምቊጽጻር ምዃኑ ዝሓበረ ኣቶ ብርሃነ፡ ኣካረይቲ’ውን ርትዓዊ ኣታዊ ንኽህልዎም ኣብ ግምት ኣትዩ...
Layout A (with pagination)
ERi-TV Tigre news from Eritrea for November 27, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ንጠንቅታትን ሳዕቤናትን ተፈጥሮኣዊን ሰብ-ሰርሖን ሓደጋታት ናይ ምክልኻል ተኽእሎ ብዝምልከት፡ ብኤርትራውያን ምሁራት ኣብ ዝተኻየደ መጽናዕቲ ዘተኰረ ዓውደ-ዘተ፡ ብ22 ሕዳር ኣብ ከተማ ባጽዕ ተሰላሲሉ። እቲ ንክሊማዊን ኣከባብያዊን፡ ከምኡ’ውን ባሕራዊን መሬታዊን ባህርያዊ ሓደጋታት ዝምልከት መጽናዕቲ፡ ኮም ብዝሰረቱ ሜላታት ሳዕቤናት ንምንካይ ዘኽእል ኣገባብ ዘማእከለ ኰይኑ፡ ቀንዲ ዕላማኡ፡ ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ክኽሰት ዝኽእል ሓደጋታት ንምልላይን...
ፈስቲቫል ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር፡ ካብ 23 ሕዳር ጀሚሩ ኣብ ከተማ ዶውሓ፡ ብድሙቕ መዓርግ ይካየድ ኣሎ። ብርክት ዝበሉ ኤርትራውያን ነበርቲ ቐጠር፡ ከምኡ’ውን ሰበ- ስልጣን ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ቐጠርን ኣብ’ታ ሃገር ዝመደበሮም ዲፕሎማሰኛታት ዝተፈላለያ ሃገራትን ኣብ ዝተረኽቡሉ፡ ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ምእካብ ግብሪ ዝተራእየ ጸገማት ብግቡእ ብምልላይ፡ ነቲ ብወገን ከፈልቲ ዝነበረ ድኽመታት ብጐስጓሳት ንምእላይ፡ ብወገን ክፍሊ ኣታዊ...
ኣዋጅ ግብሪ ሕርሻ ገጠርን እንስሳ ዘቤትን ተግባራዊ ክኸውን፡ ተራ ኩሉ ዝምልከቶ ኣካል ክዓዝዝ፡ ኣብ ሚኒስትሪ ፋይናንስ ዋና ዳይረክተር ክፍሊ ኣታዊ ውሽጢ ሃገር ኣቶ ዮውሃንስ ኢሳቕ ጸዊዑ። ኣቶ ዮውሃንስ፡ ግብሪ መንግስቲ ንቊጠባዊ ፊስካላዊ ፖሊሲ መንግስቲ መሰረት ብምግባር ከምዝእወጅን ከምዝእከብን ጠቒሱ፡ ቀንዲ ምንጪ ኣታዊ መንግስቲ ብምዃኑ በቲ ሓደ፡ ምስ መሰላትን ግቡኣትን ዜጋታት ብቐጥታ ስለዝተኣሳሰር ድማ በቲ ካልእ፡ ብሉጽ ኣገልግሎት ንምርካብ ግቡእ...