Layout A (with pagination)

ባጽዕ – ሞያዊ መሰልጠኒ ሰራሕተኛታት ስራሑ ጀሚሩ

ሃገራዊ ኮንፈደሬሽን ሰራሕተኛታት ኤርትራ (ሃኮሰኤ)፡ ሞያዊ ዓቕሚ ሰራሕተኛታት ንምዕባይ ኣብ ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዝሃነጾ ማእከል ሞያዊ ስልጠና ሰራሕተኛታት፡ ብ20 ሕዳር ብወግዒ ስራሑ ጀሚሩ። ዋና ጸሓፊ ሃኮሰኤ ኣቶ ተኸስተ ባይረ፡ ሞያዊ ስልጠና ንዘላቒን ዘተኣማምንን ምዕባለ ደራኺ ብምዃኑ፡ ኣብ ኩሉ ጽላታት ብዕቱብ ይስራሓሉ ምህላዉ፡ ውጽኢቱ ድማ ኣብ ሞያዊ ዓቕሚ ዜጋታትና ይርአ ከምዘሎ ብምጥቃስ፡ ስልጠና ሰራሕተኛታት – ሓደ ካብ’ቶም ንርሑቕ...

Read More

ማእከል – ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ዝምልከት ርክብ ተኻዪዱ

ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ብዝምልከት ብ15 ሕዳር ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ዝምልከቶም ሰብ-መዚ ሚኒስተሪ ፋይናንስ፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምስሳን ጥሪትን ሕርሻዊ ልምዓትን ዝነጥፉ ሓረስቶት ኣብ ዝተሳተፍዎ ርክብ፡ ኣብ ምእካብ ግብሪ ዝነጥፋ ሽማግለታት ብህዝቢ ክምረጻ ምዃነን ተሓቢሩ። ዋና ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣቶ...

Read More

Login

Categories