Layout A (with pagination)

ቻይናውያን ክኢላታት ናይ ቅብኣ ስልጠና ይህቡ ኣለዉ

ብምትሕብባር ኮሚሽን ባህልን ስፖርትን ኤርትራን ኢንስቲትዩት ኮንፉሽየስ ናይ ቻይናን፡ ንሓደ ወርሒ ዝቕጽል ናይ ቅብኣ ስልጠና ኣብ ኣስመራ ይወሃብ ኣሎ። ኣብ’ዚ ብኽልተ ቻይናውያን ክኢላታት ቅብኣ ዝወሃብ ዘሎ – ኣብ ያታዊ ቅብኣታት ቻይናን ናይ ዘይቲ ቅብኣታትን ዘተኰረ ስልጠና፡ 40 ኤርትራውያን ሰኣልቲ ይሳተፉ ኣለዉ። ብ27 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ስነ- ስርዓት ምጅማር ስልጠና፡ ኮሚሽነር ባህልን ስፖርትን ኣምባሳደር ዘመደ ተኽለ ኣብ ዘስመዖ ቃል፡...

Read More

Login

Categories