Layout A (with pagination)

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን ብድምቀት ተዘኪራ

ኣህጉራዊ መዓልቲ ስንኩላን – 3 ታሕሳስ፡ “ንርእሰ ምኽኣል ስንኩላን፡ ብኮማዊ ደገፍ ነሐይል” ብዝብል ቴማ፡ ብደረጃ ሃገር ብ2 ታሕሳስ ኣብ ከተማ ኣስመራ – ኣዳራሽ ኮማዊ ማእከል ኣኽርያ ብድምቀት ተዘኪራ። ኣብ’ቲ ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን መንግስትን ግንባርን ዝተረኽቡሉ ስነ-ስርዓት፡ ሚኒስተር ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ወይዘሮ ልኡል ገብረኣብ፡ ስንክልና – ንዝኾነ ሰብ ኣብ ዝኾነ እዋን ብዝተፈላለዩ ጠንቅታት ከጋጥም ዝኽእል ተርእዮ...

Read More

ላዕለዋይ ልኡኽ ህግደፍ፡ ኣብ ዋዕላ “ዘተ ዴሳዊ ሰልፊ ቻይና ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዓለም” ተሳቲፉ

ብሓላፊ ቊጠባዊ ጉዳያት ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሒን፡ ካብ 30 ሕዳር ክሳብ 3 ታሕሳስ 2017 ኣብ ቤይጂን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ “ዘተ ዴሳዊ ሰልፊ ቻይና ምስ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ዓለም” ተሳቲፉ። ኣብ’ዚ “ሓላፍነት ፖለቲካዊ ሰልፊታት፡ ኣብ ሓባራዊ ስራሕ ንምህናጽ ሓባራዊ መጻኢ ወዲ-ሰብን ዝሓሸት ዓለምን” ብዝብል ቴማ ብዴሳዊ ሰልፊ ቻይና ዝተወደበ ኣህጉራዊ ዋዕላ፡...

Read More

Login

Categories