Layout A (with pagination)

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ውጽኢት ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ገምጊሙ

ሚኒስትሪ ትምህርቲ፡ ትማሊ 28 ሕዳር ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣብ 2017 ንዝተተግበረ ወፍሪ ተመሃሮ ንልምዓት ገምጊሙ። ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶም፡ እቲ ርክብ – ብቐንዱ፡ ኣብ መስርሕ ናይ’ቲ ወፍሪ ንዝረኣዩ ድኻማት ንምፍዋስን እወታዊ ሸነኻት ንምዂስኳስን ዝዓለመ ምዃኑ፡ እዚ ከኣ ነቲ ኣብ ኣከባቢ እወታዊ ለውጢ ንምምጻእ ብተመሃሮ ዝካየድ ጻዕሪ ድርኺት ዝፈጥር ሓባራዊ መረዳእታ ከስርጽ ትጽቢት ከምዝግበረሉ ገሊጹ። ኣብ’ቲ ኣኼባ፡ ኣብ...

Read More

ደቡብ – ምሸታዊ ትምህርቲ ንምሕያል ተዘትዩሉ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ መደባት ምሸታዊ ትምህርቲ ብምግምጋም ንምሕያሉ ክግበር ኣብ ዘለዎ መዳያት ንምዝታይ – ብ23ን 24ን ሕዳር ኣብ ከተማ መንደፈራ ዓውደ-ዘተ ተኻዪዱ። ኣብ’ቲ ዞባ ሓላፊ ኣሃዱ ትምህርቲ ንዓበይቲ መምህር በላይ ኑርሑሴን፡ ኣብ ዝሓለፋ ሸውዓተ ዓመታት ብዞባ ደረጃ ብዝተፈላለየ ምኽንያት ኣብ ስሩዕ ትምህርቲ ክቕጽሉ ንዘይከኣሉ፡ ከምኡ’ውን ብመደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ትምህርቶም ዛዚሞም ደረጃኦም ንዘዕበዩ ዜጋታት – ዝተዋህበ...

Read More

ከረን – ኣብ ልምዳዊ ፍወሳ ንዝነጥፉ ዜጋታት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ካብ መላእ’ቲ ዞባ ንዝተዋጽኡ ኣብ ልምዳዊ ፍወሳ ዝነጥፉ 22 ዜጋታት፡ ንጥፈታቶም ምስ ዘበናዊ ሕክምና ንኸሰንዩዎ ስልጠና ሂብዎም። ሓላፊ ኣገልግሎት ፋርማሲ ዞባ ዓንሰባ – ፋርማሲስት ገብርኤል ዳዊት፡ ከምዚ ዓይነት ኣስተምህሮ ኣብ ሃገርና ንመጀመርታ ግዜኡ ይወሃብ ከምዘሎ፡ ዕላማኡ ከኣ፡ ኣብ ኣገልግሎት ጥዕና ዘይነዓቕ ኣበርክቶ ንዘለዎ ባህላዊ ሕክምና – ኣሉታዊ ሸነኻቱ ብምጉዳል እወታዊ ሸነኻቱ...

Read More

Login

Categories