Layout A (with pagination)

ናይ ኤርትራን ቻይናን ኣብያተ-ጽሕፈት ኦዲት ተመኲሮ ተለዋዊጦም

ቤት-ጽሕፈት ጠቕላሊ ኦዲተር ኤርትራን ላዕለዋይ ቤት-ጽሕፈት ሃገራዊ ኦዲት ቻይናን፡ ብ5 ታሕሳስ ኣብ ኣስመራ – ተመኲሮ ናይ ምልውዋጥ ሰሚናር ኣካዪዶም። ኣብ’ቲ ካብ ዝተፈላለያ ሚኒስትሪታትን ብሕታውያን ናይ ኦዲት ትካላትን ዝተወከሉ ሞያውያን እውን ዝተሳተፍዎ ሰሚናር፡ ጠቕላሊ ኦዲተር ኤርትራ ኣቶ ገረዝግሄር ገብረመድህን፡ ንጥፈታት ናይ’ቲ ቤት-ጽሕፈትን ቀንዲ ብድሆታቱን ዝምልከት መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ተመኲሮኦም ከካፍሉ ንዝመጹ ቻይናውያን...

Read More
ሳዋ – ‘ዜግነታዊ ሓላፍነት እተሰክም መድረኽ ምትኽኻእ’

ሳዋ – ‘ዜግነታዊ ሓላፍነት እተሰክም መድረኽ ምትኽኻእ’

ሳዋ፡ ካብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ንዝመጹ ተመሃሮ ብሓድነት እተተሓቛቚፍ፡ ጐድኒ- ጐድኒ ኣካዳሚያዊ ትምህርቶም ድማ ስነ-ምግባር ዝመሃሩላን ብሩህ መጻኢኦም ዘውሕሱላን ኮይና ከምዝረኸብዋ፡ ንደቆም – ኣባላት 31 ዙርያ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝበጽሑ ወለዲ ገሊጾም። እቶም ካብ 1 ክሳብ 6 ታሕሳስ በብእብረ ንሳዋ ዝወረዱ ወለዲ ንኤሪና ኣብ ዝሃብዎ ርእይቶ፡ መንግስቲ ብሞያን ኣካዳሚን ዝሰልጠኑ ዜጋታት ንምፍራይ ዘካይዶ ዘሎ ጻዕሪ – ውጽኢቱ መመሊሱ...

Read More
ኣብ ን/ዞባ ጎኜ ንተመሃሮ ጥዕናዊ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ን/ዞባ ጎኜ ንተመሃሮ ጥዕናዊ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ኣብ ንኡስ ዞባ ጎኜ፡ ንቕሓት ተመሃሮ ኣብ ምክልኻል ሕማማት ብሓፈሻ ኣብ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ድማ ብፍላይ ክብ ንምባል፡ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። እቲ ኣብ ሕማማት ዓሶ፡ ቲቢን ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስን ኣገባብ ምትሕልላፎምን ምክልኻሎምን ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ተመሃሮ ጥዕናኦም ተሓልዩ፡ ጥዕና ሕበረተ-ሰቦም ኣብ ምውሓስ ተራኦም ንኽጻወቱ ዝዓለመ ምዃኑ፡ ወደብቱ ገሊጾም። ምኽንሻብ ጓል-ኣንስተይቲ፡ መርዓ ትሕቲ ዕድመን ምኽላእ ዓንቀርን ዝኣመሰሉ ጐዳእቲ ልምድታት ኣብ...

Read More

“ኤርትራ፡ ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ዓወታት ተመዝግብ ኣላ”ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕ

ኤርትራ፡ ኣብ ዲፕሎማስያዊ መዳይ ተካይዶ ዘላ ጻዕሪታት ጽቡቕ ውጽኢት የመዝግብ ከምዘሎ፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ። ምስ መራኸቢ ብዙሃን ሃገርና ኣብ ዘካየዶ ቃለ- መሕትት፡ ሚኒስተር ዑስማን፡ ኣብ ዝሓለፉ 17 ዓመታት ንኤርትራ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ተነጽሎ ንምእታዋ ብሰብ- ፍሉይ ረብሓ ገዚፍ ወፍሪ ዝተገብረሉን ዝተፈላለየ ሕብርታት ዝተላበሰን ተጻብኦታት ከምእተኻየደ፡ ህዝብን መንግስትን ኤርትራ ብዝገበርዎ ሓያልን ዝተወሃሃደን መኸተ ግዳ፡...

Read More

Login

Categories