ክወሃብ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ትምህርቲ ብዓይነት ንምድርዑ መድረኽ ዝጠልቦ እዋናዊ ጉዳይ ምዃኑ፡ ሚኒስተር ትምህርቲ ኣቶ ሰመረ ርእሶምን ሓላፊ ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን ምርምርን ዶክተር ሃይለ ምሕጹንን፡ ምስ ኤሪ-ቲቪ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ-መሕትት ገሊጾም። ሚኒስተር ሰመረ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፡ ኣብ መጀመርያ ናጽነት ካሪክለም ኣዳሊኻ፡ መሳለጥያታትን ጠለባትን ትምህርትን መማህራንን ቀሪብካ ኣገልግሎት ትምህርቲ ምጅማር ክብድ ዝበለ’ኳ እንተነበረ፡ መንግስቲ ኤርትራ...
Layout A (with pagination)
ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኲላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ.) – ጨንፈር ዞባ ደቡብ፡ ን30 ንኣባላቱ ብዛዕባ ምርባሕ ንህቢ ስልጠና ሂቡ። እቲ ኣብ ከተማ መንደፈራ ዝተዋህበ ብግብራዊ ስራሕ ዝተሰነየ ስልጠና፡ መሰረታዊ ኣምራት ዓሌታት ንህብን ምሕደራኦምን፡ ረብሓታትን ብልጫታትን ዘበናውን ያታውን ቆፎታት፡ ኣገባብ ምክልኻል ተጻባእቲ ንህቢን ሜላታት ምብዛሕ ዕስለታት ንህቢን ዘጠቓለለ ነይሩ። ብ10 ሕዳር ኣብ ዝተኻየደ ናይ መዛዘሚ ስነ-ስርዓት፡...
መደበር መመንጨዊ ጸዓት ኤለክትሪክ ሕርጊጎ ከፍርዮ ዝጸንሐ መጠን ጸዓት ኤለክትሪክ ብኣስታት 60 ሚእታዊት ንምዕባይ፡ ናይ 98.6 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክት ተተግቢሩ። እዚ ብቻይናዊ ኩባንያ ‘ስፌኮ’ (SFECO) ዝተተግበረ ፕሮጀክት፡ ነቲ ቅድሚ ሕጂ እቲ መደበር ዘመንጭዎ ዝነበረ መጠን ጸዓት ኤለክትሪክ ብ46 ሜጋ-ዋት ክብ ዘብል’ዩ። ትማሊ 15 ሕዳር ኣብ ቀጽሪ ናይ’ቲ መደበር ኣብ ዝተኻየደ፡ ሚኒስተር ህንጻ ኣቶ ኣብርሃ ኣስፍሃን ሓላፊ ቊጠባዊ ጉዳያት...
ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ ዘይምኽኑይ እገዳታት ክለዓል ኣለዎ! ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት፡ ብዛዕባ “ምንዋሕ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳታት” ክዝቲ ቀንዩ። ነዚ ዘይርትዓዊ እገዳ ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ንምንዋሕ ንድፈ ውሳነ ረቒቑ እኳ እንተሎ፡ እቲ ውሳነ ኣብ ገለ ወቕቲ ናይ’ቲ ዓመት “ዳግማይ ክርአ” ዝብል ነጥቢ እውን ኣለዎ። ከም ዝዝከር፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝተበየነ እገዳታት፡ “ኤርትራ ንኣልሸባብ ናይ ሶማልያ...
ERi-TV Tigre News – November 14, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)