ERi-TV Arabic news from Eritrea for November 24, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Latest videos
ሃማደኤ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ደቂ-ኣንስትዮ’ቲ ዞባ ኣብ ኩሉ መዳያት ዘመዝገባኦ ዓወታትን ዝተሓልፈ ብድሆታትን ብምግምጋም፡ ናይ መጻኢ ውጥናት ንምስኣል ዝሕግዝ ዓወደ-ዘተ ኣካይዱ። እቲ፡ “ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ ርብዒ ዘመን” ኣብ ትሕቲ ዝብል...
ኣብ ኤውሮጳ፡ ሕ.መ.ኣን ደቡብ ሱዳንን ዝነብሩ ዜጋታት፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ኣሰላሲሎም። ብመሰረት’ዚ፡ ሃገራዊ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ዞባ ኤውሮጳ፡ ካብ 10 ክሳብ 12 ሕዳር፡ ኣብ ፍራንክፈርት – ናይ ቦርድን ኣካየድቲ ኣካልን ኣኼባ ኣቃኒዑ።...
ኩባንያ መጓዓዝያ ሓራት፡ ኣገልግሎቱ ንምስፋሕ ብዕቱብ ይሰርሕ ከምዘሎን፡ ኣብ ንጡፍ ስራሕ ብዘለዋ 370 ኣውቶቡሳት – ን75 ሚእታዊት ካብ ዓድታት ሃገርና ኣገልግሎት ኣብ ዝህበሉ ደረጃ ከምእተበጽሐን፡ ሓላፊ’ቲ ኩባንያ ብሪጋደር ጀነራል ብርሃነ ጸሃየ ገሊጹ።...
ኣብ ሓድሽ ዓዲ-ሓደግቲ – ንኡስ ዞባ ሰገነይቲ፡ ፕሮጀክት ጽሩይ ዝስተ ማይ ብ20 ሕዳር ተመሪቑ ኣገልግሎት ጀሚሩ። ኣብ ክፍሊ ሃብቲ ማይ ሓላፊ ኦፐረሽንን ጽገናን ኣቶ ርእሶም ተኽለማርያም፡ እቲ ፕሮጀክት፡ ምዂዓት ዒላ፡ ምትካል ልዕሊ ሓሙሽተ ኪሎ-ዋት ዘመንጩ...
ነበርቲ ንኡሳን ዞባታት ተሰነይን ጎልጅን ከምኡ’ውን ኣብ’ቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣባላት ህዝባዊ ሰራዊት፡ ብኮርፖረሽን ጥሪትን ዘራእትን ኤርትራ ኣብ ከታይ – ከባቢ ኦምሓጀር ኣብ ዝለምዕ ዘሎ ሕርሻ፡ መሸላ ናይ ምጉናእ ወፈራታት ኣካዪዶም። ሓላፊ’ቲ ሕርሻ መንእሰይ...