Latest videos

ደ/ቀ/ባሕሪ – ንሞያውያን ጥዕና ተወሳኺ ስልጠና ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ዝተፈላለያ ትካላት ጥዕና ናይ’ቲ ዞባ ንዝተነጥፉ 5 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 17 ሞያውያን ስልጠና ሂቡ። እቲ ስልጠና፡ ኣብ ሓፈሻዊ ምዕባለታት ኤች-ኣይቪ አይድስ፡ ንምክልኻሉ በብእዋኑ ዝተኣታቶ ዘሎ ሜላታትን...

ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ-ሓሙስ መሰረታዊ ጽገና ተገይሩላ

ብኣስታት 17 ሚልዮን ናቕፋ ሓደስቲ ክፍልታት ዝተወሰኸላን መሰረታዊ ጽገና ዝተገብረላን ኮማዊ ሆስፒታል ዕዳጋ- ሓሙስ – ኣስመራ፡ ምሉእ ኣገልግሎት ንምሃብ ድሉውቲ ኰይና። ሚኒስተር ጥዕና ኣሚና ኑርሕሴን፡ ሓለቓ ጠቕላሊ ስታፍ ሚኒስትሪ ምክልኻል ጀነራል ፍሊጶስ...

ተማሃሮ ኣበርክቶኦም ኣብ ልምዓት ከዕዝዙ ይሕተቱ

ተማሃሮ፡ ኣካዳሚያውን ሞያውን ብቕዓቶም ብምምዕባል፡ ራኢ ብልጽግቲ ኤርትራ ንምስማር ድርኺት ክፈጥሩ ሃማመተኤ ጨንፈር ዞባ ደቡብ ምስ ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ 10 ንኡሳን ዞባታት – ደቡብ ኣብ ዝገበሮ ርክባት ኣዘኻኺሩ። ሓላፊ ሃማመተኤ ዞባ ደቡብ መንእሰይ...

Login

Categories