Latest videos

ሚኒስትሪ ጥዕና ‘ፖሊሲ ባህላዊ ፍወሳ’ ንስራሕ ዘርጊሑ

ሚኒስትሪ ጥዕና፡ ኣብ 2015 ንዝተዳለወ ንድፊ ሃገራዊ ፖሊሲ ባህላዊ ፍወሳ ብምጽዳቕ፡ ብ6 ታሕሳስ ኣብ ኣዳራሽ መወከሲ ሆስፒታል – ኦሮታ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ብወግዒ ንስራሕ ዘርጊሑዎ። ኣብ’ቲ፡ ሚኒስተራት፡ ሞያውያንን ዕድመ ዝተገብረሎምን ዝተረኽቡሉ...

ዓረዛ – መደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ኣተባባዒ ውጽኢት ኣርእዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ዓረዛ፡ ብመደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ መሃይምነት ንምጥፋእ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ፡ ጽቡቕ ውጽኢት ይርከቦ ከምዘሎ፡ ነቲ መደብ ንምግምጋም ኣብ ዝተገብረ ኣኼባ ተገሊጹ። ሓላፊ ምክትታል መደብ ትምህርቲ ንዓበይቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ፡ መምህር ዘርኣብሩኽ ይርጋኣለም...

Login

Categories