ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ኤርትራ፡ ትማሊ 11 ሕዳር 2017 ኣብ ኣስመራ – ኣዳራሽ ህንጻ ሃገር ተኻዪዱ። ካቢነ ሚኒስተራት፡ ብፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ዝቐረበ፡ ኣድላይነት ቅርጻዊ ምትዕርራይን ክለሳን ዝጸንሐ ባጀታዊ ኣሰራርሓ ብመንጽር...