ERi-TV Arabic News from Eritrea for November 23, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Latest videos
ኣብ ዞባ ማእከል፡ ንግብሪ ጥሪትን ሕርሻን ብዝምልከት ብ15 ሕዳር ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ርክብ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ዝምልከቶም ሰብ-መዚ ሚኒስተሪ ፋይናንስ፡ ኣመሓደርቲ ንኡሳን ዞባታት፡ ከምኡ’ውን ኣብ ምስሳን...
ERi-TV Tigre News from Eritrea for November 21, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV Arabic news from Eritrea for November 22, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
“ምዕባለ ደቂ-ኣንስትዮ ኣብ ርብዒ ዘመን” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ፡ ደቂ- ኣንስትዮ ዞባ ዓንሰባ ኣብ ዝሓለፈ 25 ናይ ናጽነት ዓመታት ዘመዝገባኦ ዓወታት፡ ዘጋጠመን ብድሆታትን ዝተራእየ ድኽመታትን ዝግምግም ዋዕላ፡ ብ16 ሕዳር ኣብ ከተማ ከረን ተቓኒዑ። ኣብ’ቲ ልዕሊ...
ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ባጽዕን ወከልቲ ነበርቲ’ታ ከተማን፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎታት ንምድንፋዕ ክካየድ ኣብ ዘለዎ ንጥፈታት ዘትዮም። ኣብ ምግራብ፡ ጽሬት ከተማን ኣገልግሎት መጓዓዝያን – ዘጋጥም ዘሎ ጸገማት፡ ከምኡ’ውን ምህናጽ ዘይሕጋዊ ኣባይትን ሳዕቤናቱን፡...