Latest videos

ከረን – ኣብ ልምዳዊ ፍወሳ ንዝነጥፉ ዜጋታት ኣስተምህሮ ተዋሂቡ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ዓንሰባ፡ ካብ መላእ’ቲ ዞባ ንዝተዋጽኡ ኣብ ልምዳዊ ፍወሳ ዝነጥፉ 22 ዜጋታት፡ ንጥፈታቶም ምስ ዘበናዊ ሕክምና ንኸሰንዩዎ ስልጠና ሂብዎም። ሓላፊ ኣገልግሎት ፋርማሲ ዞባ ዓንሰባ – ፋርማሲስት ገብርኤል ዳዊት፡ ከምዚ ዓይነት...

ከረን – መንእሰያት ብዝተፈላለየ ሞያ ሰልጢኖም

ኣብ ከተማ ከረን፡ 56 ደቂ-ኣንስትዮ ዝርከባኦም 132 መንእሰያት፡ ብዝተፈላለየ ዓውድታት ሞያ ሰልጢኖም። እቶም ንሰለስተ ኣዋርሕ ብደረቕን ተንቀሳቓስን ስእሊ፡ ጽገና ኮምፕዩተር፡ ቪድዮ ኤዲቲን፡ ምትካል ሶላር፡ ስነ- ጽባቐ ጸጒሪ ርእሲን ካልእን ዝሰልጠኑ መንእሰያት፡...

ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይምነ ብደገፍ ማሽነሪታት ይጽገን ኣሎ

ናይ ሓመድ ጽርግያ እንዳገርግስ – ማይምነ፡ ብምውህሃድ ሃገራውያን ኩባንያታትን ህዝባዊ ሰራዊትን ብደገፍ ማሽነሪ ይጽገን ኣሎ። እዚ ቀንዲ መትኒ መጓዓዝያ ህዝቢ ንኡስ ዞባ ማይ-ምነ ዝኾነ – 41 ኪሎ ሜትር ዝንውሓቱ መስመር፡ ንነዊሕ ዓመታት ሓፈሻዊ...

Login

Categories