ኣብ ንኡስ ዞባ መንደፈራ፡ ብሚኒስትሪ ዞባዊ ምምሕዳር ዝወጸ ሓድሽ መምርሒ ውዕል ክራይ ናይ ግሊ ኣባይቲ ኣብ ግብሪ ንምውዓል፡ በብምምሕዳር ከባቢኡ ናይ ኣካራይን ተኻራይን ቅጥዒ ናይ ምምላእ መስርሕ ተጀሚሩ። ሓላፊት ቤት-ጽሕፈት ክራይ ኣባይቲ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ወ/ሮ...
Latest videos
መገዲ ኣየር ኤርትራ፡ መስመራት በረራኡ ንምስፋሕ ብዘውጸኦ መደብ መሰረት፡ ካብ 9 ታሕሳስ 2017፡ ካብን ናብን ኣስመራ – ካይሮን ሚላኖን ኣገልግሎት ክህብ ጀሚሩ። ሓላፊ ንግዲ ናይ’ቲ መገዲ ኣየር ኣቶ ገብረትንሳኤ ጴጥሮስ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ እቲ...
ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 13, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Eri-TV: Deputy Lieutenant Lemlem Mebrahtu: one of many amazing female freedom fighters
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
ኣብ ሳዋ፡ ንመማህራንን ኣለይትን ማእከል ሞያዊ ስልጠናታት፡ ኣብ ምክልኻልን ኣገባብ ኣፈዋውሳን ሕማማት ብሓፈሻ፡ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ድማ ብፍላይ ዘተኰረ ኣስተምህሮ ተዋሂቡ። ንህልው ኩነታት ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ኣብ ሃገርናን ኣብ ምግታኡ ዝተመዝገበ ዓወትን...
ኣብ ዞባ ማእከል – ንኡስ ዞባ በሪኽ፡ ኣብ 2017 ዝተወጠኑ መደባት፡ ብልዑል ተሳትፎ ህዝቢ ብኣድማዕነት ከምእተሰላሰሉ፡ ብ25 ታሕሳስ ኣብ ጻዕዳ- ክርስትያን ኣብ ዝተኻየደ ርክብ ህዝብን ምምሕዳርን ተገምጊሙ። ኣመሓዳሪት ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ወ/ሮ ልኡል...