ERi-TV Arabic News from Eritrea for December 19, 2017
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Latest videos
ኣብ ሃብቲ ገረብ ዝርአ ዘሎ ብርሰት ክግታእ ውህደት ሕብረተሰብን ዝምልከቶም ኣካላትን ክዓዝዝ፡ በዓል- ስልጣን ሃብቲ ገረብን እንስሳ ዘገዳምን ዞባ ደቡብ ጸዊዑ። እቲ ጨንፈር ብ14 ታሕሳስ ኣብ ከተማ መንደፈራ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ ኣግራብ ዘብርሱ ዘለዉ ዘይሓላፍነታውያን...
ኣብ ስያትል – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝነብሩ “እምነት” ኣብ ዝተባህለ ጉጅለ ዝተጠርነፉ ኤርትራውያን ወለንታውያን መንእሰያት፡ ንሆስፒታላት ዝከፋፈል ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቶም። እቲ ብ6 ታሕሳስ ዝተረከበ ናውቲ፡ መደቀስን መመርመርን ዓራውትን...
ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ትሕተ-ቅርጺ፡ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ሕርሻዊ ልምዓትን ዘተባብዕ ስራሓት ከምእተሰላሰለ፡ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ብ12ን 13ን ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ገምጋማዊ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ ሕርሻዊ ትሕተ-ቅርጺ፡ ትካላት ትምህርትን ጥዕናን፡ ጽርግያታት፡ ኣብ ምዕቃብ...
ምምሕዳር ዞባ ዓንሰባ ብ13ን 14ን ታሕሳስ ኣብ ከረን ኣብ ዘካየዶ ዓመታዊ ገምጋም፡ ኣብ ኣገልግሎታት ጥዕናን ትምህርትን ዘተባብዕ ገስጋስ ከምእተመዝገበ ተነጺሩ። ኣብ ትምህርቲ – መጠን ተሳታፍነት ኣብ ትምህርቲ ዕብየት ከምዘርኣየ፡ ኣብ ጥዕና ድማ...
ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ህዝቢ ብወፈራዊ ማእቶት ዘሰላሰሎ ልምዓታዊ መደባት ኣድማዒ ምንባሩ፡ ምምሕዳር’ቲ ዞባ ብ13 ታሕሳስ ኣብ ዘካየዶ ዓመታዊ ገምጋም ተሓቢሩ። ኣብ ዝቐረበ ጸብጻባት፡ ህዝቢ ተወዲቡ፡ ኣብ ምጽጋንን ምስራሕን ጽርግያታትን ጋብዮናትን፡ ኣብ ምትግባር...