ERi-TV Drama Series – nTab zKri zemen/ንጣብ ዝኽሪ ዘመን – part III Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in...
Latest videos
ኣብ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ፡ ኣብ ምድልዳል መሬት ክረምታዊ ሕርሻ ኣድማዒ ስራሕ ከምዝተዓመ፡ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ብ26 ታሕሳስ ምስ ህዝቢ ኣብ ዝገበሮ ርክብ ገሊጹ። ብመሰረት ኣብ 2017 ዓ.ም. ዝተተግበረ መደብ፡ ኣስታት 6 ሽሕ ነበርቲ ናይ ሕርሻ መሬት ከምዝተዓደሉ፡...
ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2017 ዓ.ም. ዝተኣወጀ ክራይ ናይ ግሊ ኣባይቲ ንምውሳን ዝወጽአ ሓድሽ መምርሒ ኣብ ኩሉ ከባቢታት ሃገር ተግባራዊ ክኸውን ብንጥፈት ኣብ ዝስራሓሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ዞባ ማእከል፡ መስርሕ ምውሳን ክራይ ንትካላት ዘገልግል ናይ ግሊ ኣባይቲ ከምዝተጀመረ...
ባይቶ ዞባ ማእከል፡ “ውሁድ ስራሕ ንሃገራዊ መኸተን ልምዓትን’’ ብዝብል ቴማ፡ ቅድሚ ትማሊ 29 ታሕሳስ መበል 17 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ። ኣቦ-መንበር ባይቶ ኣቶ ኣብርሃም ሰመረ፡ ብደረጃ ዞባ ብዛዕባ ዝተሰላሰሉ ማሕበራዊ፡ ቁጠባዊ፡ ፖለቲካዊን ካልኦትን ንጥፈታት ኣብ...
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.