ጨናፍር ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ኣብ ዞባታት ማእከልን ደቡብን፡ ኣብ 2017 ኣብ ምብራኽ ንቕሓትን ምሕያል ውዳበን ኣተኲሮም ዝተሰላሰሉ መደባት ዕዉታት ምንባሮም ገምጊሞም። ኣብ ዞባ ማእከል፡ ኣብ ምምልማል ካድራትን፡ ምስ ምምሕዳራት ብምውህሃድ ኣብ ወፈራዊ...
Latest videos
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎሮ፡ ኣልማዕቲ ጀራዲን ሮብሮቢያን ፋጡማ ዓረን፡ እቶታውነቶም ንምዕባይ ዘካይድዎ ጻዕሪ ኣተባባዒ ፍረ ይረኽቡሉ ከምዘለዉ ገሊጾም። እቶም ዜጋታት፡ ብሚኒስትሪ ሕርሻ ዝወሃቦም ኣስተምህሮን ምኽሪን ከምኡ’ውን ዝግበረሎም ደገፍ፡ ኣብ ዘሰላስልዎ ንጥፈታት ዓቢ...
ኣብ ንኡስ ዞባ ድገ፡ ኣብ ዓመተ-2017 ዕዉት ምጥርናፍ ዓድታትን ወፈራዊ ስራሓትን ከምእተኻየደ ተገሊጹ። ኣካያዲ ስራሕ ምምሕዳር’ቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ ህንጻኣብ ወልዱን ሓላፊ ምምሕዳርን ፋይናንስን ኣቶ ስምኦን የማነን ኣብ ዘቕረብዎ ጸብጻባት፡ ምጥርናፍ ዓድታትን፡...
ኣስታት 200 ዝኾኑ ኣባላት ሚኒስትሪ ወጻኢ ጉዳያት፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት፡ ካብ 21 ክሳብ 29 ታሕሳስ፡ ኣብ ዞባታት ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪን ጋሽ-ባርካን ንዝርከብ ልምዓታውን ታሪኻውን ቦታታት ንምዕዛብ ዑደት ኣካዪዶም። እቲ ዑደት፡ ጋሕቴላይ፡...
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብምኽንያት ሓድሽ ዓመት 2018፡ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን፡ ኣብ ምውሓስ ልኡላውነት ሃገርን መደባት ልምዓትን ተዋፊሮም ንዘለዉ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል፡ ከምኡ’ውን ንኣዕሩኽን ፈተውትን ኤርትራ ‘ሰናይ ምንዮቱ’ ገሊጹ።...
ERi-TV Tigre News from Eritrea for January 1, 2018
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)