To access this post, you must purchase Subscribe to ERi-TV & Radio Live Streaming.
Latest videos
ነበርቲ ከተማ ኣቑርደት፡ ኣብ ወሰናስን ከተማኦም ንዝርከብ ቈጥቋጣት ተምሪሙሳ ንምእላይ ወፈራዊ ስራሓት ኣሰላሲሎም። እቶም ነበርቲ፡ እቲ ናይ ጽሬት ስራሕ ኣካል ናይ’ቲ ብቐጻሊ ዝገብሩዎ ኮማዊ ወፈራታት ምዃኑ ብምሕባር፡ ኣገዳስነቱ መመሊሱ ይጐልሓሎም ብምህላዉ፡ ብዝሓየለ...
ኣብ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ማሕበር ወለንታውያን ለገስቲ ደም ብምሕያል – ወለንታዊ ልግሲ ንምስሳን ክስራሕ ምዃኑ፡ ኣቦ-መንበር ማሕበር ኣብ’ቲ ዞባ ኣቶ ጋዓስ ኣሕመድ፡ ብ24 ጥሪ ኣብ ዝተገብረ ገምጋማዊ ርክብ ገሊጹ። ኣቶ ጋዓስ፡ ማሕበሮም ካብ ዝምስረት ሓጺር...
ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ ገልዓሎ ኣቶ ማሕሙድ ኢብራሂም፡ ኣብ ክብርታት ሕብረተሰብን ኣገዳስነቱ ኣብ ምህናጽ ሃገራዊ መንነትን ዘተኰረ ኣስተምህሮ፡ ንተመሃሮ ማእከላይን ካልኣይን ደረጃ ሂቡ። “ክብርታት፡ መሰረት እሩም ባህሪያት’ዩ” ዝበለ ኣቶ ማሕሙድ፡ እወታዊ ኣረኣእያን...
ጨንፈር ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ) ኣብ ሽወደንን፡ ኣብ እስራኤል ዝነብሩ ኤርትራውያን መንእሰያትን፡ ስድራ ስዉኣትን ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናትን ንምድጋፍ – ብዝሓየለ ከምዝነጥፉ ገሊጾም። ዛጊት 250 ስድራ ስዉኣት...
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for January 25, 2019
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)