Latest videos

ደቡብ – ዕዉት ወፍሪ ክታበት ከምእተኻየደ ተገምጊሙ

ብደረጃ ሃገር ካብ 21 ክሳብ 30 ሕዳር 2018 ዝተኻየደ ወፍሪ ክታበት ሩቤላ፡ ንፍዮን ምዕዳል ቫይታሚን “ኤ”ን፡ ኣብ ዞባ ደቡብ ብውሁድ ተሳትፎ ህዝብን ኣካላት መንግስትን ዕዉት ምንባሩ ተገምጊሙ። ብ25 ጥሪ ኣብ ከተማ ድባርዋ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፡ ኣብ ጨንፈር...

Login

Categories