Latest videos

ኣብ ን/ዞ/ተሰነይ ተርእዮ ገበናትን በደላትን ነክዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ 2018 – ብምትሕብባር ህዝብን ፖሊስን ብዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ተርእዮ ገበናትን በደላትን ከምዝነከየ፡ ኣዛዚ መደበር ፖሊስ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ተለንተ ኣመናይ ዘውደ ሓቢሩ። ተለንተ ኣመናይ ምስ ተመሃሮ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ዝተፈጸሙ...

ማእከል – ኣርባሕቲ፡ ጽሬቱ ዝሓለወ ጸባ ከቕርቡ ተሓቲቶም

ኣርባሕቲ ናይ ጸባ ከብቲ፡ ንህዝቢ ጽርየቱን ጥዕናኡን ዝተረጋገጸ ጸባ ከቕርቡሉ፡ ኣብ ፋብሪካ ጸባ ኣስመራ ክኢላ ጥዕና እንስሳ ኣቶ ኣርዓዶም በረኸት ኣዘኻኺሩ። ናብ’ቲ ፋብሪካ ዝመጽእ ጸባ፡ ብሰለስተ መስርሕ መርመራ ከምዝሓልፍ ዝሓበረ ኣቶ ኣርዓዶም፡ እቲ ብቕዓቱ...

Login

Categories