Latest videos

ጋሽ-ባርካ – ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ተሞጒሱ

ኣብ ዞባ ጋሽ-ባርካ – ንኡሳን ዞባታት መንሱራ፡ ድገን ላዕላይ-ጋሽን ብሰፊሕ ኮማዊ ተሳትፎ ዝተሰላሰለ ንጥፈታት ምዕቃብ ሓመድን ማይን ኣድማዒ ከምዝነበረ፡ ትግባረ መደባት ንምግምጋም ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባታት ተገሊጹ። ኣብ በቦታኡ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባታት፡ እቲ...

መንደፈራ – ኣብ ዕድላትን ብድሆታትን ሓድሽ መድረኽ ተዘትዩ

ኣብ ከተማ መንደፈራ፡ ሓድሽ መድረኽ ሰላም ሒዝዎ ኣብ ዝመጽእ ዕድላትን ብድሆታትን ብምትኳር – ብ24 ጥሪ ዘተ ተኻዪዱ። ኣመሓዳሪ ንኡስ ዞባ መንደፈራ ኣቶ ህዝቅያስ ውህበት፡ ንህሉው ኩነታትን ምዕባለታት መድረኽ ሰላምን ዝምልከት መብርሂ ድሕሪ ምሃብ፡ ኣብ...

ኤርትራን ሃንጋሪን፡ ክልተኣዊ ምትሕግጋዝ ንምዕዛዝ ተሰማሚዐን

ኤርትራን ሃንጋሪን፡ ክልተኣዊ ምትሕግጋዝ ንምዕዛዝ ዝሕግዝ መቓን ስምምዕ፡ ትማሊ 29 ጥሪ ኣብ ከተማ ቡዳፔስት ከቲመን። እዚ ስምምዕ ዝተበጽሐ፡ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣቶ የማነ ገብረኣብን ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ...

Login

Categories