Latest videos

ባይቶ ዞ/ማእከል መበል 18 ስሩዕ ኣኼባኡ ኣቃኒዑ

ባይቶ ዞባ ማእከል፡ “ስሙር ስጒሚ ሰላም፡ ንዝበረኸ ዕብየት” ብዝብል ቴማ፡ መበል 18 ስሩዕ ኣኼባኡ ብ30 ጥሪ ኣብ ኣስመራ ኣቃኒዑ። ኣብ’ቲ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ፡ ኣቦመንበር ህግደፍ ዞባ ማእከል ኣቶ ዩሱፍ ሳይቕ፡ ሓለፍቲ...

ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ፡ ንኣበርክቶ ኣብ ወጻኢ ዝርከባ ጨናፍሩ ሞጒሱ

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ (ሃ.ማ.ሓ.ስ.ኲ.ኤ)፡ ኣብ 2018 – ኣብ ሽወደን፡ ሆላንድን ጀርመንን ካብ ዝነጥፋ ጨናፍሩ፡ ልዕሊ 66 ሽሕ ዶላር፡ ከምኡ’ውን ብማሕበር እትካየድ ትካል መነጸር ዓይኒ ንምምዕባል ዝሕግዝ ናውቲ፡ ዓረብያታት...

Login

Categories