Latest videos

ደ/ቀ/ባሕሪ – ተጠቃምነት ህዝቢ ኣብ ትካላት ጥዕና ይብርኽ

ኣብ ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ፡ ምስ ምስፋሕ ትካላት ጥዕና ተጠቃምነት ህዝቢ እናዓበየ ብምምጽኡ፡ ኣብ ምውሓስ ጥዕና ሕብረተሰብ ዘተባብዕ ገስጋስ ከምእተመዝገበ፡ ብ29ን 30ን ጥሪ ኣብ ከተማ ዓሰብ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ ተገሊጹ። ኣብ’ቲ፡ ንመላእ’ቲ ዞባ ዝውክል...

ንሽኮር ከም መዓር ኣምሲሎም ከታልሉ ዝጸንሑ ክሱሳት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ንሽኮር ባዕዳዊ ነገር ብምእታው ከም መዓር ኣምሲሎም፡ ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ሃገር ሰፊሕ ዕዳጋ ከፊቶም ከታልሉ ዝጸንሑ ሰባት፡ ብምክትታል ፖሊስን ምትሕብባር ህዝብን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። ህዝባዊ ርክባት ፖሊስ ኤርትራ፡ ካብ ፖሊስ ዞባታት ማእከልን ጋሽ-ባርካን...

Login

Categories