Latest videos

ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ፡ ዝተፈላለየ ዲፕሎማሲያዊ ንጥፈታት ኣካዪዶም

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ደቡብ ሱዳን – ምስ ምክትል ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ናይ’ታ ሃገር፣ ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኩወይት – ምስ ተሓጋጋዚ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ፡ ኣብ ምዕዛዝ ክልተኣዊ ዝምድናታት ዘተኰረ...

ጋሽ-ባርካ – ዑደት ኣዝርእቲ ክድፍኣሉ ሚኒስተር ሕርሻ ጸዊዑ

ሓረስቶት ዞባ ጋሽ-ባርካ፡ ዑደትን ምቅይያርን ኣዝርእቲ ብዝበለጸ ክደፍኡሉ፡ ሚኒስተር ሕርሻ ኣቶ ኣረፋይነ በርሀ – ብ29 ጥሪ ኣብ ባረንቱ ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማዊ ኣኼባ ጸዊዑ። ስራሓት ምዕቃብ ሓመድን ማይን እውን – ምምሕዳራት፡ ክኢላታት ሕርሻን...

Login

Categories