Latest videos

ኣምባሳደር ፍስሓጽዮን፡ ንኤርትራውያን ነበርቲ ቦሎኛ ሰሚናር ኣካዪዱ

ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ሪፓብሊክ ኢጣልያ ኣቶ ፍስሓጽዮን ጴጥሮስ፡ ኣብ ህሉው ኩነታት ሃገርናን ምዕባለታት ዞባናን ብምትኳር – ብ3 ለካቲት ንኤርትራውያን ነበርቲ ቦሎኛ ሰሚናር ኣካዪዱ። ኣምባሳደር ፍስሓጽዮን ኣቐዲሙ፡ ኣብ ከተማታት ሮማን ሚላኖን ተመሳሳሊ...

ሻምብቆ – ንፈተነ ዝተዘርአ ድንሽ ውጽኢታዊ ኰይኑ

ብምውህሃድ ሃገራዊ ማእከል ሕርሻዊ ምርምር ሓልሓለ፡ ጨንፈር ሚኒስትሪ ሕርሻ ዞባ ጋሽ-ባርካን ሓረስቶት ንኡስ ዞባ ሻምብቆን ንፈተነ ዝተዘርአ ድንሽ ውጽኢታዊ ኰይኑ። ሓላፊ ልምዓት ኣሕምልትን ፍረታትን ኣብቲ ዞባ ኣቶ ምሉጌታ ሓጐስ ንኤሪና ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ፡ ዕላማ’ቲ...

Login

Categories