Latest videos

ማእከል – ኮም ዝሰረቱ መደባት ውሕስነት ጥዕና ይስራሓሉ

ጨንፈር ሚኒስትሪ ጥዕና ዞባ ማእከል፡ ኮም ዝሰረቱ መደባት ውሕስነት ጥዕና ክሳብ 2020 ብምልኣት ንምትግባር፡ ውጥን ኣውጺኡ ምስ መሻርኽቱ ይሰርሕ ከምዘሎ፡ ብ7 ለካቲት ኣብ ኣስመራ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ገሊጹ። ኣብ’ቲ ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ሜጀር ጀነራል ሮሞዳን...

Login

Categories