Latest videos

ኮርፖረሽን ኤለክትሪሲቲ ‘ዝኣተዎ ቃል ከተግብር’ ተገልገልቲ ይሓቱ

ኮርፖረሽን ኤለክትሪሲቲ ኤርትራ፡ ኣብ ዞባ ማእከል ዝርከቡ ዓማዊሉ – ‘ባዕሎም ቈጻሪት ኣንቢቦም ዝኸፍሉሉ ኣገባብ ብምትእትታው፡ ኣደራዕ ንዝኸውን ዘሎ ተደራራቢ ክፍሊት ፍታሕ ከምጽኣሉ ምዃኑ’ ንዝኣተዎ ቃል ከተግብር፡ ተገልገልቲ ሓቲቶም። እቲ ትካል፡ ከምቲ...

ኣብ ግራሻን ቅናፍናን ህዝቢ ዝተፈላለየ ንጥፈታት የሰላስል

ኣብ ንኡስ ዞባ ሃይኮታ – ምምሕዳር ከባቢ ግራሻ ዝጸንሐ ጸገም ዝስተ ማይ ንምቅላል ዝተጀመረ ስራሕ፡ ብልዑል ህዝባዊ ተሳትፎ ይቕጽል ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ ብሰንኪ ሕጽረት ማሽነሪ ተጓቲቱ ዝጸንሐ ፕሮጀክት፡ ኣብ መነባብሮ ነበርቲ ኣሉታዊ ጽልዋ ፈጢሩ ምጽንሑ...

Login

Categories