ERi-TV, Eritrea – Arabic News for February 27, 2019
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
Latest videos
ERi-TV, Eritrea – Tigrinya News for February 27, 2019
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea: ዕላል ምስ መንእሰይ ደራሲት መንነት ተፈሪ – 2ይ ክፋል – Eritrean-Italian author Meninet Teferi Part 2
ERi-TV, #Eritrea: ዕላል ጥበባት: ዕላል ምስ መንእሰይ ደራሲት መንነት ተፈሪ – 2ይ ክፋል – Eritrean-Italian author Meninet Teferi – Part 2 Share this:Click to share on Twitter...
ኣብ ከተማ ከረን፡ ብምምሕዳር ከተማን ናይ ልምዓት መሻርኽቱን ብልዕሊ 31 ሚልዮን ናቕፋ ክትግበር ዝጸንሐ፡ ምዝርጋሕ ተወሰኽቲ መስመራት፡ ምዅዓት ምንጪ ማይ ዒላታትን መኸዘኒ ባስካን ዘጠቓልል ፕሮጀክት ተዛዚሙ። ብ23 ለካቲት ኣብ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ኣመሓዳሪ ከተማ...
ቤት-ጽሕፈት ሚኒስትሪ ትምህርቲ ንኡስ ዞባ ደቀምሓረ፡ ካብ 21 ክሳብ 22 ለካቲት – ኩነታት ትምህርቲ ዝግምግም ርክብ ኣካዪዱ። ኣብ’ቲ ርእሳነ-መማህራ፡ ሱፐርቫይዘራትን ወኪል ምምሕዳር ንኡስ ዞባን ዝተረኽቡሉ ገምጋም፡ ንብቕዓት ኣመሃህራን ጽልዋኡ ኣብ ውጽኢት...
ኣብ ንኡስ ዞባ ፎርቶ-ሳዋ፡ ንበተኻትን ጽጉማትን ቀዳምነት ዝህብ ኣብ ሕርሻዊ ፕሮጀክትታት ዝፍጠር ናይ ስራሕ ዕድል ብዝምልከት ርክብ ተኻዪዱ። ኣብቲ ምስ ወከልቲ ህዝብን ኣካላት መንግስትን ምምሕዳራት ከባቢ ዋካይ፡ ተልኣይ፡ ኩለንቴባይ፡ ግርማይካ፡ ፋዳዳብ፡ ተማራትን...