ኣባላት ማሕበረ-ኮም ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል፡ ንደበስ ስድራ ሰማእታት ከምኡ’ውን ኣብ መደባት ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ዝውዕል – ብድምር ልዕሊ 221 ሽሕ ዶላር ኣበርኪቶም። ካብ’ቲ ብመገዲ ኤምባሲ ኤርትራ ናብ ሚኒስትሪ ዕዮን...
Latest videos
ኣብ ጀርመን ከምኡ’ውን ኦክላንድ – ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ህዝባዊ ዲፕሎማሲ ኣሰላሲሎም። ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማታት ጀርመን፡ ብ23 ለካቲት “ሃናጺ ጽምዶ ንህዝብታት ዞባና” ብዝብል ቴማ፡ ኣብ ከተማ ጊሰን...
ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ብምክትል ኣመሓዳሪ ዞባ ስቨርድሎቭስክ ናይ ፈደረሽን ሩስያ – ሚስተር ሰርገይ ቢዶንኮ ንዝተመርሐ ልኡኽ ናይ’ቲ ዞባ፡ ትማሊ 28 ለካቲት ኣብ ቤት-ጽሕፈቱ ተቐቢሉ ኣዘራሪቡ። ኣብ’ቲ ርክብ፡ ኣብ መቓን ናይ’ቲ ኣብ...
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for February 28, 2019
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)
ERi-TV, Eritrea: ዕላል ምስ መንእሰይ ደራሲት መንነት ተፈሪ – 2ይ ክፋል – Eritrean-Italian author Meninet Teferi Part 2
ERi-TV, Eritrea: ዕላል ምስ መንእሰይ ደራሲት መንነት ተፈሪ – 2ይ ክፋል – Eritrean-Italian author Meninet Teferi Part 2 Share this:Click to share on Twitter (Opens in new...
ERi-TV, Eritrea – Tigre News for February 27, 2019
Share this:Click to share on Twitter (Opens in new window)Click to share on Facebook (Opens in new window)