Latest videos

ማሕበር ህዝባዊ ጥዕና ዓመታዊ ዋዕላኡ ኣቃኒዑ

ማሕበር ህዝባዊ ጥዕና ኤርትራ፡ “ኣተኵሮ ኣብ ምምዕባል ህዝባዊ ጥዕና ብመጽናዕቲ” ብዝብል ቴማ፡ ናይ ፈለማ ዓመታዊ ስነ-ፍልጠታዊ ዋዕላኡ፡ ብ1 መጋቢት ኣብ ኣስመራ ኣቃኒዑ። ፕረዚደንት ማሕበር ዶክተር ዘርኣብሩኽ ተስፋማርያም፡ ማሕበር ህዝባዊ ጥዕና ኤርትራ ካብ...

ደቡብ – ውጽኢት ተመሃሮ ንምብራኽ ይስራሓሉ

ኣብ ዞባ ደቡብ፡ ኣብ ውጽኢት ተመሃሮ ዘተባብዕ ዕብየት’ኳ ይምዝገብ እንተሎ፡ ንዝለዓለ ብቕዓት ርክብ መማህራንን ወለዲን ምድልዳል መሰረታዊ ምዃኑ፡ ብ21ን 22ን ለካቲት ኣብ ንኡሳን ዞባታት መንደፈራ፡ ማይ-ዓይኒን ማይ-ምነን ኣብ ዝተኻየደ ገምጋማት ተገሊጹ። ብመሰረት...

“ኣብ ኤርትራ፡ ዘሰክፍ ተርእዮ ኣንበጣ ምድረ-በዳ የለን” ሚ/ሕርሻ

ሚኒስትሪ ሕርሻ፡ ምስ ዝተፈላለያ ኣካላት መንግስቲን ህዝብን፡ ከምኡ’ውን ምስ ዞባውያንን ኣህጉራውያንን ውድባት ተወሃሂዱ ከካይዶ ብዝጸንሐ ቀጻሊን ዕቱብን ጻዕሪ፡ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ኤርትራ ዘሰክፍ ተርእዮ ኣንበጣ ምድረ-በዳ ከምዘየለ ኣፍሊጡ። ኣብ’ቲ ሚኒስትሪ ዋና...

Login

Categories