Latest videos

ኣብ ን/ዞ/ተሰነይ ተርእዮ ገበናትን በደላትን ነክዩ

ኣብ ንኡስ ዞባ ተሰነይ፡ ኣብ 2018 – ብምትሕብባር ህዝብን ፖሊስን ብዝተኻየደ ጻዕሪ፡ ተርእዮ ገበናትን በደላትን ከምዝነከየ፡ ኣዛዚ መደበር ፖሊስ ናይ’ቲ ንኡስ ዞባ ተለንተ ኣመናይ ዘውደ ሓቢሩ። ተለንተ ኣመናይ ምስ ተመሃሮ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ዝተፈጸሙ...

Login

Categories